ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (24 መጋቢት 2026) Podcast Por  arte de portada

ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (24 መጋቢት 2026)

ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (24 መጋቢት 2026)

Escúchala gratis

Ver detalles del espectáculo
**ዶናልድ ትራምፕ ምስ ኢራን ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ከም ዝዝጀመረ ይገልጽ፡ እስራኤል ግና ኣብ ልዕሊ ኢራንን ሊባኖስን መጥቅዕታ ከምትቕጽል ተፍልጥ። ** ኣብ መንጎ ሕብረት ኣውሮጳን ኣውስትራሊያን ስምምዕ ነጻ ንግዲ ይኽተም... ** ምምዝጋብ ካብዝጅመረሉ ኣትሒዙ ካብ 2015-2025 ኣብ ዝነበረ ዓሰርተ ሓደ ዓመት ፡እቲ ዝወዓየ ኩነታት ኣየር ከምዝነበረ ተፈሊጡ ።
Todavía no hay opiniones