ሓደ ሓላፊ ክፍለ-ግዝኣት ሱዳን ፡ ኢትዮጵያ ምስ ሰራዊት ቅልጡፍ ደገፍ (RSF) ብምዃን ኣብ ዶብ መጥቃዕቲ ፈጺማ ክብል ከሲሱ። (ጸብጻብ) Podcast Por  arte de portada

ሓደ ሓላፊ ክፍለ-ግዝኣት ሱዳን ፡ ኢትዮጵያ ምስ ሰራዊት ቅልጡፍ ደገፍ (RSF) ብምዃን ኣብ ዶብ መጥቃዕቲ ፈጺማ ክብል ከሲሱ። (ጸብጻብ)

ሓደ ሓላፊ ክፍለ-ግዝኣት ሱዳን ፡ ኢትዮጵያ ምስ ሰራዊት ቅልጡፍ ደገፍ (RSF) ብምዃን ኣብ ዶብ መጥቃዕቲ ፈጺማ ክብል ከሲሱ። (ጸብጻብ)

Escúchala gratis

Ver detalles del espectáculo
ብቐዳም ዝጀመረ ቀዳማይ' ፈስቲቫል ፊልም ኣስመራ ንክልተ ዓበይቲ ንጥፈታት ቆላሕታ ሂቡ። ኣብ ትግራይ ዝርከቡ መምህራንን ተምሃሮን ምቁራጽ ደመወዝ ብምቅዋም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም፤ ኣህጉራዊ ጸቕጢ ክግበር ድማ ጸዊዖም። ሕብረት_ኣፍሪቃ ንፕረዚደንት ታንዛንያ ነበር ላዕለዋይ ወኪል ቀርኒ_ኣፍሪቃን ቀይሕ_ባሕርን ገይሩ ሸይሙ። ኪዳን ሓሙሽተ ተቃወምቲ ሰልፍታት፡ ኢትዮጵያ ኣብ ኣርባዕተ ክልላት ኢትዮጵያ ከቢድ ናይ ጸጥታ ጸገም" ከምዘሎን "ንመረጻ ኣዝዩ ኣጸጋሚ" ከምዝኾነን ገሊጹ። ሱዳናዊ ዕጡቓት ወሃቢ ቅልጡፍ ደገፍ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ እትርከብ ኩርሙክ ከም ዝተቖጻጸረ ኣፍሊጡ። ሓደ ሓላፊ ክፍለ-ግዝኣት ሱዳን ብወገኑ ኢትዮጵያ ምስ ሰራዊት ቅልጡፍ ደገፍ (RSF) ብምዃን ኣብ ዶብ መጥቃዕቲ ፈጺማ ክብል ከሲሱ።
Todavía no hay opiniones