How to cater for your dietary restrictions - ብምኽንያት ጥዕና ወይ ሃይማኖት ውሱን ዓይነት መግቢ ጥራይ ክትምገቡ ምስ ዝህልወኩም ከመይ ተማልእዎ? Podcast Por  arte de portada

How to cater for your dietary restrictions - ብምኽንያት ጥዕና ወይ ሃይማኖት ውሱን ዓይነት መግቢ ጥራይ ክትምገቡ ምስ ዝህልወኩም ከመይ ተማልእዎ?

How to cater for your dietary restrictions - ብምኽንያት ጥዕና ወይ ሃይማኖት ውሱን ዓይነት መግቢ ጥራይ ክትምገቡ ምስ ዝህልወኩም ከመይ ተማልእዎ?

Escúchala gratis

Ver detalles del espectáculo

OFERTA POR TIEMPO LIMITADO | Obtén 3 meses por US$0.99 al mes

$14.95/mes despues- se aplican términos.
Australia is known as the allergy capital of the world. Our diverse population also means that we express our religious beliefs, ethics, health and personal choices through the food we eat. We called on some experts to help us navigate all the labelling, certifications and resources that can inform our food choices. - ኣውስትራሊያ ዋና ከተማ ኣለርጂ ተባሂላ ከምትፍለጥ ትፈልጡ'ዶ፧ ህላወ ብዙሕነት ኣብ ህዝብታታ ማለት ሰባት ሃይማኖታዊ እምነቶም፡ ስነምግባራቶም፡ ጠለባት ጥዕንኦምን ውልቃዊ ምርጫታቶምን ብመንገዲ'ቲ ዝምገብዎ መግቢ ይገልጽዎ። ኣብ'ዚ ትሕዝቶ ክኢላታት ብፍልጠት ዝተሞርኮሰ ምርጫታት መግቢ ክንገብር ዝሕግዙና ብዛዕባ ዝልጠፉ ኣስማት፡ መረጋገጺ ምስክር ወረቓቕቲን መሳለጥያታትን ከካፍሉና'ዮም።
Todavía no hay opiniones