"ዉሑዳት ፖለቲከኛታት'ዮም ንጸቢብ ረብሓ ጸረ ምስልምና ዘለዓዕሉ ዘለዉ ብዙሓት ግና ነዚ ዝጻረርዎ ኣለዉ።" ጋዜጠኛ ብርሃን ጃብር Podcast Por  arte de portada

"ዉሑዳት ፖለቲከኛታት'ዮም ንጸቢብ ረብሓ ጸረ ምስልምና ዘለዓዕሉ ዘለዉ ብዙሓት ግና ነዚ ዝጻረርዎ ኣለዉ።" ጋዜጠኛ ብርሃን ጃብር

"ዉሑዳት ፖለቲከኛታት'ዮም ንጸቢብ ረብሓ ጸረ ምስልምና ዘለዓዕሉ ዘለዉ ብዙሓት ግና ነዚ ዝጻረርዎ ኣለዉ።" ጋዜጠኛ ብርሃን ጃብር

Escúchala gratis

Ver detalles del espectáculo
ናይ ሎሚ ዓመት ረመዳን ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ሓያል ዉግእ ኣብ ዝካየደሉን ኣብ ኣውስትራልያ ዘሎ ጽልኣት ምስልምና ካብቲ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዘሎ ከምዝዓቢ ሓድሽ ሓበሬታ ዝወጻሉን እዩ ዝጽወም ዘሎ። እዚ ኩነታት ን ኣመንቲ ብኸመይ ጸልይዎም፧ ኣብ ዝተፋለልዩ ሃገራት ማእከላይ ምብራቕ ብሰንኪ ኲናት ኢራን ተዓጊቶም ዝለዉ ኣዝማድ ቤተ ሰብን ምስዚ ዛዕባ ዝተሓሓዝ ምስ ጋዜጠኛ ብርሃን ጃብር ዝተገብረ ጻኒሒት።
Todavía no hay opiniones