ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (12 ጥሪ 2026) Podcast Por  arte de portada

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (12 ጥሪ 2026)

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (12 ጥሪ 2026)

Escúchala gratis

Ver detalles del espectáculo

OFERTA POR TIEMPO LIMITADO | Obtén 3 meses por US$0.99 al mes

$14.95/mes despues- se aplican términos.
ቀንዲ ነጥብታት ናይ'ዚ ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (12 ጥሪ 2026) * ኣብ ባርዓት ሓዊ ግዝኣት ቪክቶርያ ቀዳማይ ግዳይ ሞት ዝኮነ ሰብ ተረጋጊጹ * ፈደራል መንግስቲ ነቶም ብምቅጻል ዝተጠቕዑ ማሕበረሰባት ኣብ ግዝኣት ቪክቶርያ ዝኸውን ክፍሊታት ሕውየት ኣበጊሱ * ፈስቲቫል ጸሓፍቲ ኣደላይድ ምስ ውሳነ ምስራዝ ተሳትፎ ፍልስጢማዊት-ኣውስትራልያዊት ራንዳ ዓብደል-ፋታሕ ብዝተኣሳሰር እናዓበዩ ዝከዱ ሳዕቤናት: ሰለስተ ኣባላት ቦርዱ ከሲሩ * ኣብ ኣሜሪካ ዝነብር ወዱ ነቲ ዝተዓልወ ሻህ ናይ ኢራን ንሃገሩ ክምለስን ንምስግጋር ናብ ዲሞክራሲያዊ መንግስቲ ክመርሖን ድሉው'የ ይብል
Todavía no hay opiniones